ኣካፍል
ርእይቶታት ንምርኣይ
መሕተሚ
No media source currently available
ትሑት ዝርግሓ ዝናብ ከጋጥም ከምዝኽእል ትንበያ ኩነታት ኣየር ክልል ትግራይ ይሕብር
ኣብ ክልል ትግራይ ኩነታት ዝናብ ዝነከየ ምዃኑ ሓላፊ ትንበያ ኩነታት ኣየር ኣቶ ዳርገ ፍቃዱ ንድምጺ ኣመሪካ ሓቢሮም።
ማእከል ኣገልግሎት ሜትሮሎጂ ክልል ትግራይ፡ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት ኩነታት ዝናብ ሓጋይን ክረምትን ንህዝቢ ከም ዝሕብር ዝገለጹ ኣቶ ዳርገ ፍቃዱ፡ ሎሚ ዓመት ትሕቲ መደበኛ ዝበልዎ ዝርግሐ ዝናብ ከም ዘጋጥም ዘለና መረዳእታ የመልክት ኢሎም።
ቅጥዒ