መቐለ —
ብዓውዲ ሌዘር ኢንጂነሪንግ ዝተመረቐት ራህዋ በየነ፡ ነቲ ዝተማህረትሉ ዓውዲ ናብ ጥቕሚ ከባቢኣ ኣብ ምውዓል ካብ ዝነጠፋ’የ። ነባሪት ከተማ ውቕሮ ዝኾነት ራህዋ ብፈትሊን ቆርበትን ገይራ ጫማታትን ቦርሳን ኣብ ምስራሕ ትርከብ።
ቅጥዒ