ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ተዓዘብቲ፡ ዑደት ፕረ. ፑቲን ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ምግላሎም ከምዘብቅዓ ንምርኣይ'ዩ ይብሉ

ተዓዘብቲ፡ ዑደት ፕረ. ፑቲን ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ምግላሎም ከምዘብቅዓ ንምርኣይ'ዩ ይብሉ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:58 0:00

ተዓዘብቲ፡ ዑደት ፕረ. ፑቲን ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ምግላሎም ከምዘብቅዓ ንምርኣይ'ዩ ይብሉ

ፕረዚደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑትን ኣብ ሕቡራት ዓረብ ኢማራትን ስዑዲ ዓረብን ትማሊ ረቡዕ 7 ታሕሳስ 2023 ሓፂር ዑደት ኣካይዶም።

ተዓዘብቲ: ፑትን ኣብዘን ሃገራት ዓረብ ዝገበረዎ ዑደት ነቲ ብማዕቀባትን ዓለምለኸ ቤት ፍርዲ ገበናት ኣብ ዝተረኽብዎ ንኽእሰሩ ዝተወህበ ትእዛዝ ኣቢሉ ንምግላሎም ብምዕራባውያን ሃገራት ዝገብር ፃዕርታት ኣይእዘዝን ምባል ተጌሩ ከምዝረ ኣይ ይገልጹ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG