ዋሽንግተን —
አብ ኢትዮጵያ ክልል ኦሮምያ ብተማሃሮ ዝካየድ ተቃውሞ አብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን ሰበ-ስልጣን መንግስትን ተቃወምትን ነንሓድሕዶም ይወነጃጀሉ'ለው።
ተሓለቕቲ ሰብአዊ መሰላት ብወገኖም ሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ አብ ልዕሊ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ዘካይዱ ተማሃሮ ዝወሰድዎ ስጉምቲ ይኹንኑ'ለው።
ምሉእ ትሕዝቶ አብዚ ምስማዕ ይኸአል።