ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ምብራቕ ሃረርጌን ኣብ ደቡብ ሸዋ ክልል ኦሮምያ ተቓውሞ ቀጺሉ ከምዝወዓለ ነበርቲ ሓቢሮም


ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኦሮምያ ዝካየድ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ሎሚ’ውን ኣብ ምብራቕ ሃረርጌን ኣብ ደቡብ ሸዋ ክልል ኦሮምያ ጎጂን ቀጺሉ ከምዝወዓለ ነበርቲ ሓቢሮም።

ኣብቲ ሰልፊ ተሳቲፈ ዝበለ ግን ንድሕነተይ ስመይ ይተዓቐበለይ ዝበለ ተማሃራይ ጭርሖታት ሒዝና ኣብ ዝወጻናሉ እዋን ሰራዊት ኣግኣዚ ተጸዊዑልና ይብል።

‘መንግስቲ ንዝጠፍአ ህይወት ተማሃሮ ተሓታቲ ይኹን። ኦሮምያ ዓድና’ያ ዝብሉ ጭርሖታት ኣብ ነስምዓሉ ዝነበርና እዋን ምኽትል ኣመሓዳሪ ሜታ ወረዳ ስልኪ ደዊሉ አግኣዚ ጸዊዑልና። ናብ ጫካ ሃዲምና ሕጂ ንሕና ኣብኡ ተሓቢኢና ኢና ዘለና ‘ ኢሉ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG