ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርአ ዘሎ ግጭትን፡ ኣብ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝህልዎ ጽልዋን


ኣብ ኢትዮጵያ ዝርአ ዘሎ ግጭትን፡ ኣብ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝህልዎ ጽልዋን ዝምልከት ዝሓለፈ ረቡዕ ዝጀመርናዮ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ፡ ሎሚ ክዛዘም`ዩ።

ዝተፈላለየ ኣረኣእያ ዘለዎም 4ተ ኣጋይሽ ማለት ክልተ ኤርትራውያንን ክልተ ኢትዮጵያውያንን፡ ኣብ ኩነታት ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ኣብ ኣፈታትሓ ህውከት ኢትዮጵያ፡ ምስ ኤርትራ ክህሉ ዝግባእ ዝምድና ኣልዒሎም ብርእይቶታቶም ተኻቲዖም ኣለዉ።

ኣብ`ዚ ክትዕ ዝተሳተፉ ኣምባሳደር ኣድሓኖም ገብረማርያም ካብ ቨርጂንያ፡ ኣቶ ጎደፋይ ተፈሪ ካብ ኦሃዮ፡ ኣቶ ኣለም ዘሞ ካብ ሽወደን፡ ኣቶ መሓሪ ዮውሃንስ: ካብ መቐለ እዮም።

ቀዳማይ ክፋል ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡

please wait

No media source currently available

0:00 0:14:14 0:00

ካልኣይ ክፋል፡

please wait

No media source currently available

0:00 0:09:39 0:00

XS
SM
MD
LG