No media source currently available
ተሓለቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ብ”ጸረ ስደተኛታት” ጉጅለታት ሓገዝ ወሃብቲ መራኽብ ደው ንምባል ናብ ወደብ ሲሲሊ ትኣተው ዝነበረት መርከብ ደው ንምባል ተቓውሞ ምክያዶም ተገሊጹ። እቶም ተሓለቕቲ “ዕጽው ንአድልዎ ዘርኢ” “ክፉት ንስደተኛታት” ዝብል ጽሑፋት ብምሓዝ ኣብ ገማግም ባሕሪ ተቓውሞ ምክያዶም ተፈሊጡ’ሎ።
ርእይቶታት ንምርኣይ
መውሃቢ ርእይቶ ኣብ ፈይስቡክ