ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ከተማታት ክልል ኣምሓራ ብዝተላዕለ ተቓውሞ ውጥረት ሰፊኑ ምህላው ነበርቲ ገሊጾም


 መርሳ ከተማ ዕዳጋ ቦታ - ፋይል
መርሳ ከተማ ዕዳጋ ቦታ - ፋይል

ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኣምሓራ ኣብ ከተማታት ዞባ ሰሜን ወሎ ቅድሚ ክልተ ሰሙናት ብዝጀመረ ተቓውሞ ውጥረት ሰፊኑ ከምዘሎ ነበርቲ ገሊፆም።

ኣብ ከተማ መርሳ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም(መዓልቲ ዕዳጋ) ኣብ ዝተኻየደ ተቓውሞ ህዝቢ ናብ ተቓውሞ ኣምሪሑ ህይወት ሰብ ምጥፍኡን ንብረት ምዕናውን ነበርትን ሰበስልጣንን ገሊፆም ኣለው።

ሎሚ ኣብ ወልዲያ ቅድሚ ክልተ ሰሙን ንዝሞቱ ንምዝካር ስነ ስርዓት ምውላዕ ሽምዓ ይገብሩ ኣብ ልዕሊ ዝነበሩ ነበርቲ ዕጡቓት ቶኽሲ ከምዝኸፈቱ ገሊፆም።ኣብ ወልዲያ ቆቦን መርሳን ካልኦት ከተማታትን ኣብያተ ንግድን ትምህርቲን ከምዝተዓፀወ እውን ገሊፆም ኣለው።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG