ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዋዕላ ክሊማ ባኩ፡ ሓደ ርብዒ ናይቲ ትጽቢት ዝተገብሮ መጠን ፋይናንሳዊ ኣበርክቶ


ዋዕላ ክሊማ ባኩ፡ ሓደ ርብዒ ናይቲ ትጽቢት ዝተገብሮ መጠን ፋይናንሳዊ ኣበርክቶ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:53 0:00

ኣብ ባኩ ኣዘርባጃን ክቃናዕ ዝቐነየ ዋዕላ ክሊማ ሕቡራት ሃገራት፡ ድሕሪ ነዊሕ ክርክር፡ ሎሚ ኣማስያኡ ኣብ መጠን ምወላ ኣብ ሓደ መዛዘሚ በጺሑ ኣሎ። ሃብታማት ሃገራት ንድኻታት ሃገራት ኣማራጺ ጸዓት ንምርካብ፡ ክሳብ 2035 ዝኽፈል 250 ቢልዮን ዶላር ክኸፍላ ተሰማሚዐን ኣለዋ። እዚ ካብቲ ኣቐዲሙ ዝነበረ ናይ 100 ቢልዮን ዝዓቢ ደኣ ይዅን እምበር፡ ካብቲ ፈለማ ኣብ ምምዕባል ዝርከባ ሃገራት ዘቕረብኦ እማመ ዳርጋ ሓደ ርብዒ ጥራይ ምዃኑ’ዩ።

XS
SM
MD
LG