ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራውያን ኣብ ኣሜሪካ - ዶ/ር ዓወት ተወልደ ወልደሚካኤል


Awet-Weldemichael
Awet-Weldemichael

ምስ ምሁር ታሪኽ ከምኡ`ውን ምሁር ፖሎቲካውን ፀጥታውን ኩነታት ሰሜናዊ ምብራቅ አፍሪቃ - ዶ/ር ዓወት ወልደሚካኤል ዝተገብረ 1ይ ክፋል ቃለመጠይቕ

ናይ ሎሚ 12 መጋቢት 2013 ዓ.ም መደብ ኤርትራውያን ኣብ ኣሜሪካ ጋሻ ኣብዚ ኣብ ዩናይትድ ሴትይስ ክፍለ ግዝአት ኬንታኪ - Kentucky- ኣብ University Kentucky ፕሮፌሰር ታሪኽን ምሁር ፖሎቲካውን ፀጥታውን ኩነታት ሰሜናዊ ምብራቅ ኣፍሪቃን ዝኾነ ዶ/ር ዓወት ተወልደ ወልደሚካኤል"ዩ።

ተመክሮኡ ንምስማዕ ናብ ምልክት ድምፂ ብምኻድ ጠውቁ።
please wait

No media source currently available

0:00 0:09:12 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG