ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቀ/ሚኒስትር ሃይለማርያም ደሳለኝ ንናይ ህጹጽ እዋን ኣውጅ ዝምልከት ንናይ ወጻኢ ሃገራት ጋዜጠኛታት መግለጺ ሂቦም

  • እስክንድር ፍሬው
  • ምንያ ኣፈወርቂ

ቀ/ሚኒስትር ሃይለማርያም ደሳለኝ

ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ሃይለማርያም ደሳለኝ ኣብታ ሃገር ዝተኣወጀ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ዝለዓለሉ ጊዜ ዛጊት ከምዘይተወሰነ ቅድሚ ምልዓሉ ዝተረኽቡ ውጽኢት ከግምገም’ዩም ርእይቶ ህዝቢ’ውን ክጽናዕ’ዩ ኢሎም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ሃይለማርያም ነዚ ዝገለጹ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝርኸቡ ጋዜጠኛታት ወጻኢ ሃገራት ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለጺ’ዩ።

ቀዳማይ ሚኒስትር ሃይለማርያም እቲ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ካብ ዝእወጅ ንደሓር ንፈለማ ጊዜ ንወከልቲ መራኸቢ ብዙሃን ወጻኢ ሃገራት ኣብ ዝሃብዎ ኣብዚ መግለጺ ኣብቲ እዋን ብዛዕባ’ቲ ኣዋጅ ህጹጽ እዋንን ካልኦት ንዝተላዕለ ሕቶታት ምላሽ ሂቦም ኣለው።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

መውሃቢ ርእይቶ ኣብ ፈይስቡክ

XS
SM
MD
LG