ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ምብጻሕ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ኬንያ


ምብጻሕ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ኬንያ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:12 0:00

ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ ሎሚ ረቡዕ ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ኬንያን ዝርከብ ኣብ ቀረባ ዝተኸፍተ መተሓላለፊ መስመር ሞያሌ በጺሖም።ንሶም ነቲ ቦታ ኣብ ዝበጽሕሉ ሰላምን ምርግጋእን ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ክህልው ጸዊዖም። ቀ/ሚ ኣብይ ብተወሳኺ ኣብ ወደብ ላሙ ዝርከብ ኣብ ህንጸት ዘሎ ፕሮጀክት 'ላፕሰትን' ንደቡብ ሱዳንን ኢትዮጵያን ዘራኽብ ናይ መጉዓዝያ መስመር ተዓዚቦም።

XS
SM
MD
LG