ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

'ኢትዮጵያ ሎም-ዘበን ስሉጥ ቁጠባዊ ምዕባለ ንክተመዝግብ ትጽቢት ዝግበረላ ሃገር'ያ' ኢሎም ቀ/ሚ ኃይለማርያም ደሳለኝ


PM Hailemariam Desalegn, Ethiopia

ቀ/ሚ ኃይለማርያም ደሳለኝ ‘ቤት ምኽሪ ጸጥታ ሕ/ሃ ነቲ ብኢትዮጵያ ዝቀረበ ረቒቕ ሰነድ መማሓየሺ ስራሕቲ ዓቀብቲ ሰላም ተቐቢሉ ስለዘሕለፎ’ ኢሎም ኣመስጊኖም።

‘ኢትዩጵያ ንኣኼባ ቤት ምክሪ ጸጥታ ሕ/ሃ ስለዝመርሐት ልዑል ክብሪ ተሰሚዑና ኣሎ’ በሉ ንሶም።

‘ነጸብራቕ ዝሑል ኹናት ዝመስል ጂኦፖለቲካዊ ውጥረታት ይውስኽ ኣሎ፣ ምግፋሕ ኣጽዋር ጅምላዊ ህልቂት ንሰላም ዓለም ርኡይ ስግኣት ኮይኑ ኣሎ፣ ምብልሻው ኩነታት ኣየር ጽውጽዋይ ዘይኮነስ ንምስክረሉ ጋህዲ’ዩ፣ ንሕናን ካልኦትን ግዳያት ንኾን ኣለና’ ኢሎም።

‘ኢትዮጵያ ኣብ 2017 እታ ስሉጥ ቁጠባዊ ዕብየት ተመዝግብ ሃገር ክትከውን’ያ ዝብል ቅድመ ገምጋም ኣሎ። እዚ ግና ምንጪ ዕግበት ጥራሕ ክኾን ኣይንፈቅድን’ እውን ኢሎም።

መውሃቢ ርእይቶ ኣብ ፈይስቡክ

ኣብዚኣ'ሞ

ኣብዚኣሞ! ኣብ ዝሓለፈ ሰሙናት ኣብ ማእከላይ ኮሚተ ህወሓት ዝተኻየደ ለውጢ መሪሕነት

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG