መሕተሚ
ወኪላትና ካብ ኣዲስ ኣበባ፡ ኣስመራን መቐለን፡ ብምኽንያት በዓል ፋሲካ፡ ዕዳጋታት ተዘዋዊሮም ዝረኣይዎ ልኢኹም ኣለዉ፡
ኣብ ምልክት ድምጺ ብምጥዋቕ ፕሮግራም ስምዑ፡
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ግንቦት17,2022 ዜና (ሓገዝ ናብ ክልል ትግራይ : ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ ሓገዝ ንምሃብ ይምድብን ካልኦትን) ኤርትራዊን ኣብ ኣመሪካ ፡ ቃለ መጠይቕ ምስ ኤርትራዊት ኣመሪካዊት ዶ/ር ኣይዳ ሃብተጽየን ሓላፊት ሕክምናዊ መዳይ ኣብ ኣመሪካዊ መፍረ መድሃኒት ፋይዘር የጠቓልል