ኣዲስ ኣበባ —
ትማሊ ሰንበት ኣብ ዝተዛዘመ መበል 38 ዋዕላ መራሕቲ ኣፍሪቃ፡ ተመኵሮን ሃጓፋት ስምምዕ ተጻብኦታት ፕሪቶሪያ ዝጠመተ ከይዲ ምስማዕ ተኻይዱ ነይሩ።
ኣብቲ ኣጋጣሚ ዝተረኽቡ ሸምገልቲ ነቲ ዝተረኽበ ተመኵሮ ክገልጹ እንከለዉ፡ ፕረዚደንት ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይን ኣቦ-መንበር ህወሓትን ግን ተሪፉ ኣብ ዝበሉዎ ዘይተማልአ ነጥብታት’ዮም ኣተኲሮም። ተወካሊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ድማ ንምሉእነት ትግባረ ዘለዎም ቅሩብነት ኣመልኪቱ።
ቅጥዒ