ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ክልላት ኦሮምያን ሶማሌን ብዝተፈጥረ ጎንጺ ቁጽሪ ዝሞቱን ዝተመዛበሉን ይጻረ’ሎ ክብሉ ሚ/ ኮሚኒኬሽን ኣፍሊጦም


ሚንስትር ቤት ጽሕፈት ኮሚኒኬሽን ዶ/ር ነገሬ ሌንጮ - ፋይል
ሚንስትር ቤት ጽሕፈት ኮሚኒኬሽን ዶ/ር ነገሬ ሌንጮ - ፋይል

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ተዳወብቲ ከባቢታት ክልላት ኦሮምያን ሶማሌን ብሰንኪ ዝተፈጥረ ጎንጺ ትኽክለኛ ቁጽሪ ዝሞቱን ዝተመዛበሉን ይጻረ’ሎ ክብሉ ኣብ መንግስታዊ ጉዳያት ኢትዮጵያ ሚንስትር ቤት ጽሕፈት ኮሚኒኬሽን ዶ/ር ነገሬ ሌንጮ ኣፍሊጦም።

ኣብዚ እዋን’ዚ ዘሎ ኩነታት’ውን ካብ ጎንጺ ፈጺሙ ነጻ ከምዘይኾነን ሓደ ሓደ ዕጡቓት ሓይልታት ጸጥታ ይህውኹ’ለው ክብሉ ተዛሪቦም።

ኣብ ቀረባ ዝኽበር ባህላዊ በዓል ኢሬቻ ብሰላም ክኽበር’ውን እኹል ምድላው ይግበር’ሎ ኢሎም።

ሚኒስትር ኮሚኒኼስን ኢትዮጵያ ዶ/ር ነገሬ ሊንጮ ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለጺ እቲ ጎንጽታት ኣብዚ እዋን’ዚ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር’ዩ ክብሉ’ውን ሓቢሮም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማኦ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG