No media source currently available
ምኽትል ፕረዚደንት ካመላ ሃሪስን ፕረዚደንት -ነበር ዶናልድ ትራምፕን ሎሚ ምሸት ንመጀምርያ ግዜ ፕረዚደንታዊ ክትዕ ክካይዱ`ዮም። እቲ ክትዕ ንፕረዚደንትነት ወሳኒ ክኸውን ከም ዝኽእል ተንተንቲ ይእምቱ። ኒታ ፓወል ካብ ዋይትስ ሃዋስ ነዚ ተወልደ ወ/ገ ዘቕርቦ ጸብጻብ ሰሪሓ`ላ።