ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረዝደንት ትራምፕ ንምብራር ዳይሬክተር ኤፍቢኣይ ቅኑዕ ስጉምቲ’ዩ ኢሎም


ፕረዝደንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ንዳይሬክተር ኤፍቢኣይ ማለት ፈደራል ቢሮ ምርመራ ጀምስ ኮመይ ካብ መዝነቶም ድሕሪ ምብራሮም፡ ዝተወስደ ስጉምቲ ቅኑዕ’ዩ ክብሉ ተኸላኺሎም።

እዚ ስጉምቲ ፕረዝደንት ትራምፕ ንፖለቲከኛታትን ዓለምን ዋሽንግተንን አደንጽዩ’ሎ።

ፕረዝደንት ትራምፕ ነዚ ዝወሰድዎ ስጉምቲ ምስጓግ ዳይሬክተር ኤፍቢኣይ ጄምስ ኮመይ፡ እቶም ዳይሬክተር ኣብ ዋሽንግተን ናይ ዘሎ ኹሉ ሪፖብሊካንን ዲሞክራትን እምነት ስኢኖም’ዮም ክብሉ ተኸላኺሎም።

ፕረዝደንት ትራምፕ ትማሊ ኣብ ዝጸሓፍዎ ደብዳቤ ኮመይ ነቲ ቢሮ ብብቕዓት ምምራሕ ኣይከአሉን ኢሎም ኣለው።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ፕረዝደንት ትራምፕ ንምብራር ዳይሬክተር ኤፍቢኣይ ቅኑዕ ስጉምቲ’ዩ ኢሎም
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:45 0:00

XS
SM
MD
LG