ፕረዝደንት ኦባማ ንመጀመርያ ጊዜ ኣብ ኣሜሪካ ዝርከብ መስጊድ በጺሖም

ኣብዚ ምብጻሕ ፕረዝደንት ኦባማ ምስ ተከተልቲ እምነት ምስልምና ዝኾኑ ኣሜሪካዊያን ተራኺቦም ብዛዕባ ሃይማኖታዊ ነጻነት ተዘራሪቦም።

XS
SM
MD
LG