ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረዚደንት ኦባማ፡ ንምቅጽጻር ብረት ዝዓለመ ኣዋጃት ኣውጺኦም


ፕረዚደንት ኦባማ ኣብ`ቲ ንውሳነ ባይቶ ከይተጸበዩ ፕረዚደንታዊ ስልጣኖም ተጠቒሞም ዘውጽእዎ ኣዋጃት፡ ኣብ ምሻጥን ምግዛእን ብረት፡ ቁጽጽርን መርመራ ድሕሪ ባይታን ክግበር ኣዚዞም።

ብዛዕባ`ቲ ቅድሚ ክልተ ዓመት ኣብ መባእታ ቤት ትምህርቲ ሳንዲ ሁክ፡ 26 ቆልዑ ዝቐተለ ተኹሲ ኣልዒሎም ክዛረቡ ከለዉ፡ ነቢዖም። “ ኩሉ-ግዜ ብዛዕባ`ዞም ቆልዑት ክሓስብ ከለኹ ይሓርቕ። ኣብ ጽርግያታት ቺካጎ`ውን በብመዓልቱ ዝፍጸም(ሰባት ይቕተሉ) ተርእዮ'ዩ ኢሎም።”

ምሉእ ትሕዝቶ አብዚ ምስማዕ ይከአል።

ፕረዚደንት ኦባማ፡ ንምቅጽጻር ብረት ዝዓለመ ኣዋጃት ኣውጺኦም
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:18 0:00

XS
SM
MD
LG