ዋሽንግተን —
ፕረዝደንት ባራክ ኦባማ ትማሊ ምሸት ካብ ዋይት ሃውስ አብ ዘስምዕዎ ሃገራዊ መደረ ኣሜሪካ አንጻር ግብረ-ሽበራ ተካይዶ ንዘላ ጻዕርታት ድሕሪ ምግላጽ፣ኣሜሪካዊያን ንፍርሂ ከይትብርከኹ ኢሎም። ሓደ ሰሙን ድሕሪ አብ ካሊፎርኒያ ዝተፈጸመ ሽበራዊ መጥቓዕቲ ዝተዛረቡ ፕረዝደንት ኦባማ ንድሕነት'ዛ ሃገር ዝበልዎ ስትራቴጂ'ውን ኣንጺፎም።
ሙሉእ ሪፖርት