ፕሬዝዳንት ባራክ ኦባማ ብሞት ዳኛ ኣንቶኒን ስካሊያ ዝጎደለ ጠቕላሊ ቤት ፍርዲ ንምምላእ ዳኛ ሰማዒ ይግባይ ቤት ፍርዲ ፊደራል ንዝኾኑ መሪክ ጋርላንድ ረቁሖሞም። ብሪፓብሊካዊያን ዝዕብለል ሰኔት ኦባማ ምስ ዝሓጸዩዎ ሰብ ኣይክንራኸብን ድምጺ’ውን ኣይክንህበሉን ኢና ኢሉ’ሎ።
ፕረዝደንት ባራክ ኦባማ ንዳኛ መሪክ ጋርላንድ ዳኛ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክኾኑ ረቁሖሞም

5

6

7