ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረዚደንት በራክ ኦባማ ንሚልዮናት 'ሕልናዊ ቅሳነት ዝህብ' ዝበልዎ ሓድሽ ፖሊሲ ወግዓዊ ገይሮም።

Seorang nelayan duduk di atas perahunya di sebuah danau kecil yang kering akibat kemarau di provinsi Kandal, Kamboja.
Seorang nelayan duduk di atas perahunya di sebuah danau kecil yang kering akibat kemarau di provinsi Kandal, Kamboja.

ፕረዚደንት በራክ ኦባማ ትማሊ ምሸት ብቀጥታዊ ፈነወ ቴሌቭዥን ኣብ ዘስምዕዎ መግለፂ፣11 ሚልዮን ስደተኛታት ብዘይመንበሪ ወረቀት ንክነብሩ ንዘገደደ ዝተበላሸወ ስርዓተ ኢምግረሽን ክፅግኖ‘የ ኢሎም።

ውጥን ፕረዚደንት ኦባማ፣ሓሙሽተ ሚልዮን መንበሪ ወረቀት ንዘይሓዙ ስደተኛታት ቅሳነት ዝህብ‘ዩ።

ተቃወምቶም ሪፐብሊካውያን ግና፣ንውጥን‘ቶም ፕረዚደንት ክሳብ መወዳእታ ክንቃለሶ ኢና ይብሉ።

ገለ ተንተንቲ፣ሪፐብሊካውያን ኣብ ልዕሊ ፕረዚደንት ዘቃልሕዎ ምጉብዕባዕ ካብ ቃላት ዝሰገረ ኣይኸውንን ይብሉ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:09:40 0:00

XS
SM
MD
LG