ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረዚደንት ኢሳያስ አፈወርቂ ምስ ሬድዮ ድምፂ አሜሪካ ዘካየድዎ ቃለ-መጠይቅ


ጋዜጠኛ VOA Peter Clottey ብእንግሊዝኛ ሓቲትዎም ብትግርኛ ንኽምልስሉ ብዘቕረበሎም ሕቶ መሰረት ፕረዚደንት ኢሰያስ ንዝሃብዎ ንሎሚ ቀሪቡ'ሎ

ናይ ኤርትራ ፕረዚደንት ኢሳያስ አፈወርቂ ምስ ጋዜጠኛ ሬድዮ ድምፂ ኣሜሪካ ፒተር ክሎቲ ኣብ ከተማ አስመራ ኣብ ልዕሊ ዝተፈላለዩ ነጥብታት ቃለ-መጠይቅ ኣካይዶም።

ጋዜጠኛ ቪኦኤ ፒተር ክሎቲ ናብ አስመራ ዝተጓዕዘ ንመበል 21 ዓመት ዕለት ነፃነት ኤርትራ ንምክትታል'ዩ።

ፒተር ክሎቲ ብእንግሊዝኛ ሓቲትዎም ብትግርኛ ንኽምልስሉ ብዘቅረበሎም ሕቶ መሰረት ፕረዚደንት ኢሰያስ ንዝሃብዎ ንሎሚ ቀሪቡ'ሎ።

ኣብ ዝመፅእ ሰሙን ኸአ ብእንግሊዝኛ ኣብ ጉዳያት ዲሞክራሲ ረድኤት ወፃኢ ነፃነት ፕሬስ ርክብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ንዝቀረበሎም ሕቶታት ዝሃብዎ መልሲ ከነቅርብ ኢና።

ሙሉእ ፀብፃብ ንምስማዕ ናብ ምልክት ድምፂ ብምኻድ ጠውቁ

XS
SM
MD
LG