ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ሕገ መንግስቲ ዝሰርሕ ሓደ ኣካል ተጣይሹ ኢሎም ፕሬዝዳንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ


Eritrean President Isaias Afewerki (file photo)
Eritrean President Isaias Afewerki (file photo)

ናይ ኤርትራ ፕሬዝዳንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ብምኽንያት ሓዱሽ ዓመት 2015 ትማሊ ሰሉስ ምስ ተለቪዥን ኤርትራ ኣብዘካየድዎ ቃለ ምልልስ ሕገ-መንግስቲ ንኽሰርሕ ሓደ ኣካል ከምዝተጣየሸ ገሊፆም።እቲ ቅድሚ 15 ዓመታት ፀዲቑ ኣብ ግብሪ ዘይውዓለ ሕገ መንግስቲ ግን ብእዉጅ ከይተገልፀ ሞይቱ እዩ ኢሎም ፕሬዝዳንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ።እቲ ሰፊሕ ቃለ ምምልስ ብቐንድነት ኣብ ጉዳያት ውሽጢ ሃገር ዘተኮረ እዩ።ንምሉእ ፀብፃብ የድምፁ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:07:47 0:00

XS
SM
MD
LG