ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረዚደንት ኢሳያስ አፈወርቂ ኣብ ሚድያ ኤርትራ ካብ ዝበልዎ፡


Eritrean president interview with VOA in Asmara
Eritrean president interview with VOA in Asmara
ንኤርትራን ኢትዮጵያን ንምትዕራቅ ፈተነታት'ሎ ዝብል ዝናፈስ ወረታት ህውተታ'ዩ ፣ ከምኡ ዝበሃል ነገር የለን ክብሉ ናይ ኤርትራ ፕረዚደንት ኢሳያስ አፈወርቂ ተዛሪቦም።

ፕረዚደንት ኢሳያስ አፈወርቂ ምስ ቴለቪዥን ኤርትራ ብምኽንያት ምእታው ሓድሽ ዓመት 2014 ኣብ ዝተብህለ ኣብ ዝሃብዎ ስፍሕ ዝበለ ቃለ-መሕትት ውሽጣዉን ዞባዉን ጉዳያት'ዉን አልዒሎም'ለዉ።

ንምስምዑ ኣብ ታሕቲ ንዘሎ ምልክት ድምፂ ጠውቁ።
TIG-Eritrean-President
please wait

No media source currently available

0:00 0:20:10 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG