ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረዝደንትታት ነበር ቡሽን ኦባማን ብዝረአ ዘሎ ፖለቲካዊ ምክፍፋል ዝተሰምዖም ጓሂ ገሊጾም


ፕረዝደንትታት ኣሜሪካ ነበር ጆርጅ ቡሽን ባራክ ኦባማን ብዛዕባ ኣብ ሃገሮም ዝረአ ዘሎ ፖለቲካዊ ምክፍፋል ዝተሰምዖም ጓሂ ብወግዒ ገሊጾም።

ፕረዝደንት ነበር ጆርጅ ዳብሊው ቡሽ ስም ፕረዝደንት ትራሞፕ እንተዘይጠቀሱ’ኳ ኣብቲ ኣብ ኒው ኒውዮርክ ኣብ ዝገብርዎ መደረ ፖለቲካዊ መጻርርትካ ብትዊተር ምህዳን ዋሕዚ ስደተኛታት ምንካይ ካብ ዓለምለኸ ውዕላት ንግዲ ምውጻእ ኣብ ዝብሉ ዛዕባታት ተዛሪቦም።

ክልቲኦም ፕረዝደንትታት ኣሜሪካ ነበር ዝረአ ዘሎ ፖለቲካዊ ምክፍፋል ደው ክብል’ውን ጸዊዖም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG