ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረዚደንት ኦባማ ንመብ ክፍለዝጊ ስልኪ ደዊሎምሉ


AIR FORCE ONE
AIR FORCE ONE
ካብ ኤየር-ፎርስ ዋን (ፍልይቲ ነፋሪት ፕረዚደንት ኣሜሪካ ትፅዋዓሉ ስም‘ዩ) ካብ ፕረዚደንት በራክ ኦባማ ሃንደበታዊ መፀዋዕታ ከምዝተቀበለ ሻምፕዮን ማራቶን ቦስቶን መብ ክፍለዝጊ ገሊፁ።

መብ ሎሚ ምስ ቪኦኤ ክፍሊ ትግርኛ ኣብ ዘካየዶ ሓፂር ቃለ-መጠይቅ ”ብናይ ዓሚ መጥቃዕቲ ቦምብ ንዝተሰናበደት ከተማ ቦስቶን ዝክሕስ ተግባር ኢኻ ፈፂምካ እሞ ነሞግሰካ” ዝብል ቃል ፕረዚደንት ኦባማ ከምዝሰምዐን ”የቅንየለይ” ከምዝበሎምን ሓቢሩ።
ሓፂር ቃለ-መጠይቅ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:26 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG