ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

" ሰላም ብልጽግናን ምትእስሳርን ዘለዎ ግዜ ካብዚ ንነብረሉ ዘለና እዋን ንላዕሊ ፈጺሙ ኣይነበረን" ፕረዚደንት ባራክ ኦባማ


ኣብ ዓለም ዝያዳ ሰላም ብልጽግናን ምትእስሳርን ዘለዎ ግዜ ካብዚ ንነብረሉ ዘለና እዋን ንላዕሊ ፈጺሙ ኣይነበረናን ክብሉ ፕረዚደንት ባራክ ኦባማ ኣፍሊጦም።

ፕረዚደንት ኦባማ ነዚ ዝተዛረቡ ብዛዕባ ግብረሽበራ ሞት ዕንወት ሰብኣዊ ስቅያትን ዝቃልሑ ዜናታት እናገደደ ኣብ ዝኸይድ ህውከት ሓዘል ዓለም ንነብር ከምዘለና ይስማዕ ኣብ ዘለውሉ እዩ።

ሙሉእ ትሕዝቶኡ ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።

XS
SM
MD
LG