ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ ዝነበሩ ኣቡነ ዘካርያስ ዮውሃንስ ዓሪፎም


ፋይል- ኣቡነ ዘካርያስ ዮውሃንስ(ማእከል)
ፋይል- ኣቡነ ዘካርያስ ዮውሃንስ(ማእከል)

ጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ ዝነበሩ ኣቡነ ዘካርያስ ዮውሃንስ፡ ኣብ መበል 91 ዕድሚኦም ሎሚ ሓሙስ ኣብ ኣስመራ ዓሪፎም።

ብመሰረት ካብ መንበረ-ጳጳስ ኣስመራ ዝተረኽበ ሓበሬታ፡ ስነ-ስርዓት ቀብሮም ድሕሪ ጽባሕ ቀዳም ፋዱስ ኣብ ናይ ትውልዲ ዓዶም ዓዲ-ጀኑ ክፍጸም`ዩ።

XS
SM
MD
LG