ርእሰ-ሊቃነ ጳጳስ ፍራንሰስ አብ ናይ ሪፓብሊክ ማእከላይ አፍሪቃ ዑደቶም ንሓድነት ጸዊዖም። ብተወሳኺ ንሶም ነታ አብ መንጎ ተከተልቲ እምነት ክርስትናን ሞስሊምን ብዝነበረ ናይ ዓመታት ብግጭት ዝተሓመሰት ሪፓብሊክ ማእከላይ አፍሪቃን ህዝቢ'ታ ሃገር ድማ ሃይማኖታዊ ፍልልይ ከይከፋፍሎም ተማሕጺኖም።
ዑደት ርእሰ-ሊቃነ ጳጳስ ፍራንሰስ አብ ሪፓብሊክ ማእከላይ አፍሪቃ

1
ምብጻሕ ርእሰ-ሊቃነ ጳጳስ ፍራንሰስ አብ መዓስከር ስደተኛታት ባንጒ,ሪፓብሊክ ማእከላይ አፍሪቃ

2

3

4