ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ፍራንሰስ ናይ አሜሪካ ዑደቶም ሎሚ ዓርቢ’ውን ቀጺሉ’ሎ


ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ፍራንሰስ አብ አሜሪካ ዝጀመርዎ ዑደት ሎሚ ዓርቢ’ውን ቀጺሉ’ሎ። ሰንበት አብ ፊላደልፍያ አስታት ክልተ ሚልዮን ህዝቢ ዝተሳተፈሉ ስነ-ስርዓት አምልኮ ከካይዱ’ዮም።

ሎሚ አብ ግራውንድ ዜሮ ተባሂሉ ዝጽዋዕ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ዝተፈጸመሉ ሰማይ ጠቀስ ህንጻታት ማእከላት ንግዲ ዓለም ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓት ጸሎት ተካይዱ’ሎ።

ምሉእ ትሕዝትኡ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል።

ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ፍራንሰስ ናይ አሜሪካ ዑደቶም ሎሚ ዓርቢ’ውን ቀጺሉ’ሎ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:47 0:00

Recommended

XS
SM
MD
LG