ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዘተ ኣብ ህልው ፖለቲካዊ ኩነት ክልል ትግራይ


ዘተ ኣብ ህልው ፖለቲካዊ ኩነት ክልል ትግራይ
please wait

No media source currently available

0:00 0:52:44 0:00

ድሕሪ ናይ ክልተ ዓመት ኵናት ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝተፈላልዩ መድረኻት ብግልፂ ብማሕበራዊ ሚዲያ ኣቢሉ ይኹን ኣብ ኣኼባታት ሓሳባት ብግልፂ ክውሕዙ ይርኣዩ። ሓሓሊፉ ድማ እቲ ክትዕ ወይ ምልውዋጥ ሓሳባት ምርር ዝበለ’ዩ። እዚ ዘበገሶ ኣብ ገሊኡ ነቲ ኤሊት ዝኸፋፍል ስለ ዝኸውን ነቲ ማሕበረሰብ እውን ክኸፋፍል ይኽእል እዩ ይበዝሕ ኣሎ ክብሉ ብዙሓት ስኽፍቶም ክገልፁ ይስምዑ ኣለው።

XS
SM
MD
LG