ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ምስ ደራሲ 'ፖለቲካዊ ዓውደ ንቕሓት' ዝተካየደ ቃለ ምልልስ


ፓለቲካዊ ዓውደ ንቕሓት

‘ፖለቲካዊ ዓውደ ንቕሓት’ ትብል ቴማ ኣቶ ሃብተ ሚካኤል ዝሰነዳ መጽሓፍ። ባዓል 298 ገጽ መጽሓፍ’ያ።

ዕላማ’ታ መጽሓፍ ‘ብፍላይ ካኣ ኣብ ደገ ዝዓበዩ/ዝዓበያ መንእሰያትን ዓበይቲን ብዛዕባ ሃገሮም ሓፈሻዊ ኣፍልጦ ንክህልዎም ብዝብል’ዩ’ ይብል። እንተኾነ ትሕዝቶ’ታ መጽሓፍ ስግር ኤርትራ ዘለው ኣንበብቲ’ውን ክትረብሕ ትኽእል መጽሓፍ’ያ።

ኣብ ልዕሊ ህንጻ ዴሞክራሲ፣ ዘንተ መጎትን ዘንተ መጎታዊ ነገራትን ካልኦትን ብዕምቆት ዝተንተነት መጽሓፍ’ያ ኣቶ ሃብተ ሚካኤል ዘዳለዋ መጽሓፍ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:08:46 0:00

መውሃቢ ርእይቶ ኣብ ፈይስቡክ

ኣብዚኣ'ሞ

ተበግሶ ዝተሓደሰ ርክብ ክልቲአን ኮርያታት ንኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብነት ክኸውን ይኽእል’ ዶ?

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG