ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፖሊስ ብሪጣንያ መንነት መጥቓዕቲ ለንደን ዝፈጸመ ውልቀሰብ ኣፍሊጡ


ትማሊ ረቡዕ ኣብ ጥቓ ፓርላማ ብሪጣንያ መጥቓዕቲ ዝፈፀመ ውልቀሰብ ኣብ ብሪጣኒያ ዝተወልደ ወዲ 52 ዓመት ኻሊድ መስዑድ ዝተባህለ ምዃኑ ፖሊስ ለንደን ገሊፁ።

መስዑድ ቅድሚ ክብል መጥቓዕቲ ንምፍጻም ዝውዕሉ መሳርሒታት ምውናን ሓዊሱ ብካልኦት ክስታት ተፈሪድዎ ዝነበረ ንፖሊስ ሓድሽ ሰብ ኣይነበረን።ካራ ሒዙ ስለዝተረኽበ ንመወዳእታ ግዜ ዝተፈርዶ ኣብ 2003 ዓ.ም ክኸውን ከሎ ምስ ግብረ ሽበራ ብዝተኣሳሰረ ግን ተፈሪዱዎ ኣይፈልጥን።

ነዚ ልክዕ ድሕሪ ሓደ ዓመት መጥቓዕቲ ብራስልስ ትማሊ ዝተፈፀመን ፖሊስ ለንደን ተግባር ግብረሽበራ’ዩ ዝበሎን መጥቓዕቲ ዝምልከት ዝተዳለወ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ፖሊስ ብሪጣንያ መንነት መጥቓዕቲ ለንደን ዝፈጸመ ውልቀሰብ ኣፍሊጡ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:20 0:00


መውሃቢ ርእይቶ ኣብ ፈይስቡክ

ኣብዚኣ'ሞ

ባይቶ ኣመሪካ ብ HR-128 ዝፍለጥ ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊን ዲሞክራስያዊ መሰላትን ንኽሕሎ ዝጠልብ ረቂቕ ኣሕሊፉ ኣሎ። እዚ ረቂቕ'ዚ

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG