ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቀ/ሚ ሃይለማርያም ደሳለኝ ንናይ ሰለስተ መዓልታት ዑደት ናብ ቐጠር ከይዶም


ፋይል- ወሃቢ ቃል ሚኒስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ኢትዮጵያ መለስ ኣለም
ፋይል- ወሃቢ ቃል ሚኒስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ኢትዮጵያ መለስ ኣለም

ቀዳማይ ሚኒስቴር ሃይለማርያም ደሳለኝ ንናይ ሰለስተ መዓልታት ዑደት ናብ ቐጠር ከይዶም።

ዕላማ’ቲ ዑደት ርክብ ክልቲኣን ሃገራት ንምሕያል ዝዓለመ ምዃኑ ወሃቢ ቃል ሚኒስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ኢትዮጵያ መለስ ኣለም ንድምጺ ኣሜሪካ ገሊጾም።

ቀዳማይ ሚኒስቴር ሃይለማርያም ደሳለኝ ናብ ቐጠር ዘምርሑ ሚንስተራትን ካልኦት ሰበ ስልጣን ዝርከብሉ ላዕለዎት ልኡኻት መንግስቲ ብምምራሕ’ዩ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Recommended

XS
SM
MD
LG