ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

3ተ ኢትዮጵያዊያን ብዛዕባ ኩነታት ጥዕና ቀ/ሚ መለስ ዘሎ ተገራጫዊ ሓበረታታት ይካትዑ


ኣብ ኣተሓሕዛን ሓበረታን፡ ኣብ ግልጽነት መንግስትን ሕቶታት ኣልዒሎም ተኻቲዖም ኣለዉ። ንሰለስቲኦም ዓዲሙ ዘዘራረቦም በትረ ስልጣን`ዩ።

ኣቶ ኣታኽልቲ ኪሮስ- ሓላፊ ማይክሮ ፋይናንስ ለቓሕ ደደቢት፡ መም ኣስራት ኣብራሃም-ኣባል ዓረና ትግራይ- ክሊቲኦም ካብ መቐለ፡ መሃንዲስን ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያ ተንታንን ኣቶ ሙሉብርሃን ጸሃየ ድማ ካብ ካናዳ`ዮም

ምሉእ መደብ ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡

Recommended

XS
SM
MD
LG