ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መደረ ቀዳማይ ሚንስተር ሃይለማርያም ደሳለኝ ኣብ ዋዕላ ሕቡራት መንግስታት


የኢትዮጵያ ጠቅላይ ሚኒስትር ኃይለማርያም ደሣለኝ ለተመድ ጠቅላላ ጉባዔ ንግግር ሲያደርጉ - ፎቶ ፋይል
የኢትዮጵያ ጠቅላይ ሚኒስትር ኃይለማርያም ደሣለኝ ለተመድ ጠቅላላ ጉባዔ ንግግር ሲያደርጉ - ፎቶ ፋይል
ኣፍሪቃ ኢኮኖሚኣ ኣብ ምዕባይን ካብ ድኽነት ንምውፃእን ኣብ ተካይዶ ፃዕሪ ኣብ ፅቡቅ መስመር'ያ ዘላ ክብሉ ናይ ኢትዮጵያ ቀዳማይ ሚንስተር ሃይለማርያም ደሳለኝ ተዛሪቦም።

ዓለም-ለኸ ቤት ፍርዲ ገበናት ICC ዝሰርሓሉ ዘሎ አገባብ ኣብ ልዕሊ ኣፍሪቃ ሕማቅ ስሚዒት ፈጢሩ'ሎ ክብሉ'ውን ወሲኾም።

ቀዳማይ ሚንስተር ሃይለማርያም ነዚ ዝተዛረቡ ኣብ ሓፈሻዊ ዋዕላ ሕሕቡራት መንግስታት ኣብ ዘስምዕዎ መደረ'ዩ።

ተወሳኺ ሓበሬታ ንምስማዕ ጠውቁ።
PM Hailemaria Desalegn
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:15 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG