ኣካፍል
መሕተሚ
ሓድሽ ቀዳማይ ሚንስትር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ናብ ዝተፈላለዩ ክፋላት’ታ ሃገር ኣብ ዘካየድዎ ዘሎ ምብጻሕን ምስ ህዝቢን ሰበ ስልጣታትን ናይ ዘካይድዎ ዘለው ምይይያጥ አካል ዝኾነ ሎሚ ናብ ክልል ትግራይ ከተማ መቐለ በጺሖም።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
No media source currently available