ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መጻኢ ሃገራዊ ምርጫ ኢትዮጵያ ተኣማንን ፍትሓዊን ክኸውን ከምዝሰርሑ ቀ /ሚ ኣብይ ኣፍሊጦም


ኣብ ኢትዮጵያ ድሕሪ ክልተ ዓመት ዝካየድ ሃገራዊ ምርጫ ተኣማንነት ዘለዎን ፍትሓዊ ብዝኾነ ናይ መወዳደሪ ባይታ ዝፍፀም ንክኸውንን ከምዝሰርሑ ቀዳማይ ሚንስትር ኣብዪ ኣሕመድ ኣፍሊጦም።

መሰላት ንኽጥሓሱ ዝገበሩን ንምጉዳል ፍትሓውንት ምኽንያት ዝኾኑን ሕግታት እውን ከምዝፍተሹን ምምሕያሽ ከምዝግበረሎምን ተዛሪቦም።ንኣዋጅ ህፁፅ እዋን ግን ኣየጠቐሱን።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG