ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ህቦብላ ኢርማ ኣብ ደሴታት ካሪብያን ሃሪሙ

ሀሪኬን ኢርማ ዝጽዋዕ ብርቱዕ ህቦብላዊ ዝናብ ሓዘል ንፋስ ንናይ ካሪቢያን ደሴታት ትማሊ ረቡዕ ንግሆ ምህራሙን ናብ ደሴታት ቨርጂን ይፅጋዕ ኣሎ።ደረጃ ሓሙሽተ ንፋስ ንህይወት ዘስግእ ህቦብላን ሓደገኛ ውሕጅን ኣስዒቡ’ሎ።


ተወሳኺ ጽዓን

XS
SM
MD
LG