ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ተበግሶ ኣመሪካ ንምቍጽጻር ለበዳ ኤይድስ ኣብ ኢትዮጵያ ኣተባብዒ ውፅኢት ይህብ፣ ብህሉዊ ኩነታት ግን ይፅሎ

ተበግሶ ኣመሪካ ንምቍጽጻር ለበዳ ኤይድስ ኣብ ኢትዮጵያ ኣተባብዒ ውፅኢት ይህብ፣ ብህሉዊ ኩነታት ግን ይፅሎ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:27 0:00

ተበግሶ ኣመሪካ ንምቍጽጻር ለበዳ ኤይድስ ኣብ ኢትዮጵያ ኣተባብዒ ውፅኢት ይህብ፣ ብህሉዊ ኩነታት ግን ይፅሎ

ቅድሚ 20 ዓመታት ለበዳ ኤይድስ ንምዕጋት ብመንግስቲ ኣመሪካ ዕላዊ ዝኾነ፣ ፕረዚደንታዊ ህፁፅ መደብ ፔፕፋር (PEPFAR) ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዓብዪ ለውጢ ከም ዘመዝገበ ተገሊፁ። ብዛዕባ እቲ መደብ ንድምፂ ኣመሪካ መብርሂ ዝሃቡ ኣተሓባባሪ መደብ ፔፕፋር ኣብ ኢትዮጵያ ቤንጃሚን ካስዳን፡ ኣብ ኢትዮጵያ ለበዳ ኤድስ ንምቁፅፃር ኣብ ውሽጢ 20 ዓመታት ናይ ልዕሊ 3 ቢሊዮን ዶላር ሓገዝ ከም ዝተገበረ ኣረዲኦም።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG