ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዛዛሚ መደብ ዕላል ምስ ዳደ ደስታን ካሊድ ዓብዱን


መጻሕፍቲ ክልቲኦም ኣጋይሽና
መጻሕፍቲ ክልቲኦም ኣጋይሽና

ጋዜጠኛታት ካሊድ ዓብዱን ዳደ ደስታን ኣብ ዘዳለውዎም ክልተ ነናይ ባዕሎም መፃሕፍቲ ተመርኲስና ዘካየድናዮ ሰፊሕ ዕላል ሎሚ ዛዚምናዮ ኣለና።

ዳደ ደስታ 'ካሳ ደበስ'፣ካሊድ ዓብዱ ‘ፅባሕ’ ዘርእስተን መፃሕፍቲ ወግዕታትን ግጥምታትን ከምዘዳለው ኣብ ቀዳሞት መደባትና ገሊፅና ነይርና።ንሎሚ ዝቀረብናልኩም ሳልሳይን ዛዛሚን መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ተኸታተሉ።

XS
SM
MD
LG