ኢትዮዽያውያንን ኤርትራውያንን ተማሃሮ ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት(2ይ ክፋል)

UNIVERSITY OF ADIGRAT
UNIVERSITY OF ADIGRAT
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ፣ነቶም ኣብ ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ስሩዕ ትምህርቶም ይከታተሉ ዘለው ኣርባዕተ ኢትዮዽያውያንን ኤርትራውያንን ተማሃሮ ምቅራብና ይዝከር።ኢትዮዽያውያን ፋና ገብረሃናን ሰሎሞን ክፍለን ከምኡውን ኤርትራውያን ሩታ ንጉሰን ኢሳያስ ወ/ሚካኤልን እዮም።

ካልኣይን ዛዛሚን ክፋል ቀፂሉ ቀሪቡ‘ሎ፥
ኣዳምጹ

No media source currently available

መራገፊ
XS
SM
MD
LG