ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ህዝቢ ምስ ህዝቢ፡ ዘተ ምስ ኣብ ከተማ ሮማ ካብ ዝርከብ ህንጻ ዝተሰጎጉ ስደተኛታት


ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ሰሙን ፡ ካብ ሓደ ኣብ ከተማ ሮማ ዝርከብ ህንጻ ብፖሊስ ኢጣልያ ብሓይሊ ዝተሰጎጉ ስደተኛታት፡ ናብ ዝተገለለ መዕቆቢ ስደተኛታት ንኽኣትዉ ፡ ብሰበስልጣን ንዝቐረበሎም ሓሳብ ከምዝነጸግዎ ንድምጺ ኣሜሪካ ሓቢሮም።

ኣብ መንጎ ካብ መንበሪኦም ዝተሰጎጉ ስደተኛታትን ፖሊስ ከተማ ሮማ ግጭት ምልዓሉ ተገሊጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:51 0:00

እቶም መብዛሕቲኦም ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ዝኾኑ ስደተኛታት ኣብ`ቲ ህንጻ ንዳርጋ ሓሙሽተ ዓመታት ዝጸንሑ ኾይኖም፡ ኢጣልያ ክትቅበለና ኸላ ብዝኣተወቶ ውዕል መሰረት እንተወሓደ ንሓተቲ ዑቕባ ዝውሃብ መንበሪ ገዛ ክትህበና ይግባእ ይብሉ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


Recommended

XS
SM
MD
LG