ዋሽንግተን —
ዝሓለፈ ቀዳም ኣብ ርእሰ-ከተማ ሞቓድሾ ዘጋጠመ ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ ኣብ ታሪኽ ሶማል ዝኸፈአ`ዩ። ነቲ 300 ሰባት ዝቐተለ መጥቃዕቲ፡ ፈጺመዮ ዝበለ ወገን`ውን ዛጊት የለን።
ቅድሚ ሎሚ ኣብ ሶማል ተደጋጋሚ ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ ብምፍጻም ዝልለ ጉጅለ ኣልሸባብ፡ ስለምንታይ ኣብ`ዛ ጉዳይ`ዚኣ ኣስቂጡ። ንምዃኑ ሶማል ናበይ ገጻ`ያ ትኸይድ ዘላ?
ነዚን ተዛመድትን ነጥብታት ሒዙ፡ ክልተ ኣጋይሽ ዓዲምና ኣለና።
ካልኣይ ክፋል ዘተ ኣቶ ኣለም ዘሞ ካብ ዩቶበሪ ሽወደን ኣቶ መሓሪ ዮውሃንስ ካብ መቐለ ኢትዮጵያ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።