ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ብድሆን ዕድላትን ሓድሽ ምምሕዳር ኢትዮጵያ


ዕድላትን ብድሆታትን ድሕሪ ምርጫ ኢትዮጵያን ምምስራት ሓድሽ ካቢነን

ፕሮፈሰር ዓወት ተወልደ ወልደሚካኤል፡ መምህር ታሪኽን ተመራማሪ ጉዳያት ኣፍሪቃን ኣብ ኲንስ ዩኒቨርስቲ ካናዳ ከምኡ’ውን ናይ ኪነ ህንጻ ምሁር (ኣርክቴክት) ኤርሚያስ ኣማረ ቅድም ክብል ኣብ ዩኒቨርስቲ መቐለ መምህር ዝነበረ፣ ሕጂ ኣብ ኒው ዮርክ ኣብ ዝርከብ ናይ ህንጻ ኩባኒያ ዝሰርሕን ናይ ቀረባ ተኸታትሊ ጉዳይት ኢትዮጵያን ቀርኒ ኣፍሪቃን’ዩ።

ምሉእ ትሕዝቶ ዘተ ኣብዚ ምስማዕ ይክ ኣል።

please wait

No media source currently available

0:00 0:11:27 0:00


ርእይቶታት ንምርኣይ

XS
SM
MD
LG