▶ምሕዝነት ህዝብታት ኢትዮጵያ ክሳብ ኤርትራ
“ምሕዝነት ህዝብታት ኢትዮጵያ” ዝተስምየ ምትእኽኻብ፡ ኣብ ውሽጢ ብሄራት ኢትዮጵያ ንዝጸንሐ ስእነት ርድኢትን ምብህሃልን ንምትዕራቕ ዓሊሙ ዝተመስረተ’ዩ። እዚ ከም ኣገላልጻ ኣባላቱ ንመብዛሕትኦም ብሄራት ኢትዮጵያ ዝሓቘፈ ምትእኽኻብ፡ ኪንዮ ዶባት ሰጊሩ፡ ኣብ ደገ ዝነብሩ ኤርትራውያን’ውን ክጽንብር ይፍትን ኣሎ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ