ኣካፍል
ርእይቶታት ንምርኣይ
መሕተሚ
No media source currently available
ምስ ኣመጋግባ ተኣሳሲሩ ኣብ ልዕሊ ጸዓዱ ዘይኾኑ ሰባት ዝረኣ ትኹረት ዘይተዋህቦ ጸገም ጥዕና
ብሚሊዮናት ዝቁፀሩ ኣመሪካዊያን ኣብህይወት ዘመኖም ምስ ኣመጋግባ ዝተኣሳሰረ ፀገማት ጥዕና የጋጥሞም። ኣብ እዋን ለበዳ ኮቪድ-19 ብዝሒ በዚ ሕማም ተጠቒዖም ሕክምና ናይ ዝደለዩ ሰባት ክብ ኢሉ ነይሩ። ብሰንኪ ኣመጋግባ ዝፍጠር ፀገም ጥዕና ኣብ ፀዓዱ ኣብ ዘይኮኑ ሰባት ብዙሕ ትኹረት ኣይተውሃቦን።
ቅጥዒ