ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሚ/ገንዘብ ኢትዮጵያ ጡረተኛታት ክልል ትግራይ ውዙፍ ክፍሊት ክኽፈሎም ወሲኑ


ሚ/ገንዘብ ኢትዮጵያ ጡረተኛታት ክልል ትግራይ ውዙፍ ክፍሊት ክኽፈሎም ወሲኑ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:26 0:00

ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ጡረተኛታት ኣብ እዋን ኲናት ዘይተኸፈሎም ውዝፍ ክፍሊት ኣበል ጥሮታ ንክኽፈል ከምዝተወሰነ ሚንስትር ገንዘብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ምኽትል ሚንስተር ዶክተር ኢዮብ ተካልኝ ገንዘብ ጡረታ ኣብ ዘይተኣከበሉ እዋን ዝኽፈል ኣበል ጡረታ ብኣሰራርሓን ሕግን እታ ሃገር የለን ዝበሉ ኮይኖም ኮይኑ ግና እቲ ውሳነ ፖለቲካዊ እዩ ኢሎም።

XS
SM
MD
LG